መደባትና፥

ፓልቶክ

ኣብ ፓልቶክ ካብ ሰዓት 7፥30 ክሳዕ 10፥30 ቃል ኣምላኽ ንምስማዕ Eritrean Christian For The Truth Gosple Room1 ኣብ ዝተዳለወ መደብና ንክትሕወሱ ብኽብሪ ንዕድም።

ግዜ፡ መዓልታዊ 7:30 – 10:30


ኣኼባ

ናይ እምነት ክርስቶስ ቤ/ት ኤውሮጳ ኣብ ቀዳመይ ሰሙን ቀዳም ናይ ነሓሰ ዓመትዊ ይካየድ ንዝኾነ ሓበረታ በዚ ኣብታሕቲ ዘሎ ቁጽሪ ተለፎን ደዉሉ።

ግዜ፡ ቀዳመይ ቀዳም ናይ ነሓሰ


ትምህርቲ ሰንበት

እዚ ትምህርቲ ሰንበት ንመጽሓፍ ቁዱስና ኣኣብ ክልተ ወርሒ እናተቐያየረ ሹዱሽተ ዓመት ሰሙናዊ ሰንበት ሰንበት እናተማህረ ጥልቕ ዝበለ መሰረታዊ ፍልጠት ክህልወና ይሕግዘና።